ጥበብ ምስትውዓል ንስደተኛታት

Mindfulness-SOS for Refugees

ጥበብ ምስትውዓል ንስደተኛታት ብኸመይ ክሕግዘና ይኽእል፧ መእተዊ ናብ’ቲ ናይ ኦንላይን መደብ (7 ደቓይቕ)

1ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ጸቕጢ መኣስ ጠቓሚ፡ መኣስ ከ ጎዳኢ ምዃኑ ምርዳእ፦ ውሑስ ቦታ ምርካብ (18 ደቓይቕ)

2ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ጥበብ ምስትውዓል ኣብ ዝኾነ ግዜ ክግበር ዝከኣል እዩ፦ ብጥበብ ምስትውዓል ምንቅስቓስ (38 ደቓይቕ)

3ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ጥበብ ምስትውዓል ኣብ ዝኾነ ግዜ ዝከኣል እዩ፦ ናይ ኮፍ ጥበብ ምስትውዓል (23 ደቓይቕ)

4ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ጸገማት ከም ኣጋይሽ፦ 3 ደረጃታት ጸገማት ንምግጣም (30 ደቓይቕ)

5ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ዘዳኽሙናን ዘሐይሉናን ንጥፈታት፦ ነብሰ-ክንክን ብሃነጽቲ ንጥፈታት (11 ደቓይቕ)

6ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ርህራሄ ኣብ ልዕሊ ገዛእርእስኻ፦ ሓድሽ ኣመል ናይ ኣእምሮ (26 ደቓይቕ)

7ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ

ጥበብ ምስትውዓል ኣብ ህይወትና፦ ኪኖ እዚ ጥበብ ምስትውዓል ንስደተኛታት (8 ደቓይቕ)

8ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ